FM LOGO
 
 
Hamleweyti Mekelle

መድረኽ ዲያስፖራ ኣብ ልምዓትን ህንፀትን ዓዲ ርኡይ ታራ ዝፈፀሙን ዝፍፅሙ ዘለዉን ኣብ ወፃኢ ሃገራት ዝነብሩ ወገናትና ኣማእኺሉ ዝሰናዳእ እዩ፡፡
መደብ ዲያስፖራ ዝስዕቡ ርእሰ ጉደያት ዘካተተ እዩ፡፡

  • ሃንቀውታ ፡- ሃንቀውታ ሃገር፣ ሃንቀውታ ስድራ፣ ሃንቀውታ መተዓቢቲ ፍቅረኛን መሓዛን ዝድህሰሰሉ
  • እህን ሚሂን ፡- ናብራ ስደት ብተግባር ዝወዓለሉን ዝገልፀሉን ማዕዶ ዝጥምት መንእሰይ ብኣጋ ሓበሬታ ዝረኽበሉን
  • መኣዲ ፡- ካብ ዲያስፖራ ናብ ስድራ ፣ ካብ ስድራ ናብ ዲያስፖራ ጣዕሚ ዜማ ብምሕራይ ዝተኣናገደሉ ሰዓት ዘጠቓለለ እዩ፡፡

ብልሙዳት ቁፅርታት ስልኪ፡- +251344406058 ... +251344406062 ... +251344404431 ብምድዋል፣ ፋክስ +251344406094፣ ብ ፖ.ሳ.ቁ 1774 ናብ 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ መድረኽ ዲያስፖራ ብኢሜይል ኣድራሻና ድማ፡- mekellefm@yahoo.com ምልኣኽ ይካኣል፡፡
"መድረኸ ዲያስፖራ"